ጽሑፍ ሓበሬታን መራኸቢን
ንሙያዊ ትምህርቲ ወይ ድማ ንቀለማዊ ትምህርቲ ዝምልከታ ሕቶታት ዝሕብራ ብዙሓት ጽሑፋት ሓበሬታ ኣብዚ ክትረኽቡ ኢኹም። ንዓኹም ዝምልከታ ጽሑፋት ሓበሬታ ናብ እቶም ኣብ መንበሪ ካንቶንኩም ዝርከቡ፣ ብዛዕባ ሙያ፣ ትምህርቲ ዩኒቨርስቲን ምዕባለን ዘማኽሩ ምምያጥ ምኽሪ ክትገብሩ ተማሊእኩሞ ኪዱ።
ነፍሲ ወከፍ ኣብዚ ገጽ ዝርከብ ጽሑፍ ሓበሬታ ቁጽሪ ኣለዎ። እዚ ቁጽሪ ንኹለን ኣብ መራኸቢ ተዘርዚረን ዘለዋ ቋንቋታት ማዕረ እዩ። ንምሳለ ነቲ መራኸቢ ጀርመንኛ እንተጠዊቕኩም፣ሊስታ ናይ እተን ተመሳሰልቲ ዝኮና ቁጽሪ ዘለወን ጽሑፋት ሓበሬታ ትረኽቡ፣ እዘን ጽሑፋት ግን ብጀርመንኛ እየን።
ግቡእ እዋን ትምህርቲ
ኣብ ስዊዘርላንድ ብዛዕባ ግቡእ ትምህርቲ ዝውስና እተን ካንቶናት እየን። በዚ ምኽንያት ድማ ዝተፈላለያ ስርዓታት ኣለዋ። ናይ ስዊዘርላንድ ካንቶናት ትምህርታዊ ኣተዓባብያ ዲረክቶራት ኮንፈረንስ (EDK) ቅርጺ ዝሕብር ሓፈሻዊ መግለጺ ብቋንቋታት ጀርመንኛ፣ ፈረንሳይኛ፣ ብቋንቋ ጥልያን፣ ሮማንኛን እንግሊዝኛን ኣብዚ ትረኽቡ: edk.ch.
Kantonale Schulstrukturen in der Schweiz und im Fürstentum Liechtenstein [PDF, 5.86 MB]
ኣብቲ ናይ ነፍሲ ወከፈን መርበብ ሓበሬታ ካንቶናዊ መምርሒ ትምህርትን ኣተዓባብያን ዝርዝር ናይ ካንቶን ስርዓት ቤት ትምህርቲ ክትረኽቡ ትኽእሉ።://www.edk.ch/dyn/11589.php~.
- ጽሑፍ ሓበሬታ 1 [PDF, 92 KB]
ንኹሉ ግቡእ ቤት ትምህርቲ
- ጽሑፍ ሓበሬታ 2a [PDF, 268 KB]
- ጽሑፍ ሓበሬታ 2 [PDF, 249 KB]
ስርዓት ትምህርቲ ኣብ ስዊዘርላንድ
- ጽሑፍ ሓበሬታ 3 [PDF, 227 KB]
- ጽሑፍ ሓበሬታ 4 [PDF, 138 KB]
- ጽሑፍ ሓበሬታ 4a ነቲ ዕለታዊ ናብራ ስራሕ ምልላይ [PDF, 6729 KB]
- ጽሑፍ ሓበሬታ 5 [PDF, 194 KB]
- ጽሑፍ ሓበሬታ 6 [PDF, 218 KB]
መሰረታዊ ትምህርቲ ሙያ (ትምህርቲ ልምዲ ሙያ)
ዝርዝር ሓበሬታ ብዛዕባ ክፉት ቦታ ትምህርቲ ልምዲ (ናይ ትምህርቲ ልምዲ መረጋገጺ) berufsberatung.ch/lena
- ጽሑፍ ሓበሬታ 7 [PDF, 177 KB]
- ጽሑፍ ሓበሬታ 8 [PDF, 116 KB]
- ጽሑፍ ሓበሬታ 9 [PDF, 402 KB]
- ጽሑፍ ሓበሬታ 10 [PDF, 133 KB]
- ጽሑፍ ሓበሬታ 11 [PDF, 119 KB]
ቤት ትምህርታዊ ትምህርቲ
- ጽሑፍ ሓበሬታ 12 [PDF, 149 KB]
ተወሰኽቲ ኣርእስታት ትምህርቲ
- ጽሑፍ ሓበሬታ 13 [PDF, 167 KB]
- ጽሑፍ ሓበሬታ 14 [PDF, 159 KB]
- ጽሑፍ ሓበሬታ 15 [PDF, 119 KB]
ጥራዝ ሓበሬታ
ጥልቕ ዝበለ ተወሳኺ ዝርዝር ሓበሬታ ብዛዕባ ዕድላት መገድታት ትምህርቲ ኣብ ስዊዘርላንድ ብቋንቋኹም ከተጽንዕወን እንተደለኹም፣ ኣብታ ብስእልታት ወጻእተኛታትን ደቂ ዓድን ዝተደገፈት ሰሓቢት ዝኾነት ኣስተዋጽኦ ዘለዋ ጥራዝ „ድሕሪ ቤት ትምህርቲ እንታይ ኣሎ?“ ክትረኽቡ ትኽእሉ።: "ድሕሪ ቤት ትምህርቲ እንታይ ይግበር?"
ሓበሬታ ብጀርመንኛ
berufsberatung.ch ብዙሓት ተወሰኽቲ ሓበሬታት ከምኡ ድማ ዳታ-ባንክ ብዛዕባ ሙያ፣ ትምህርትን ቀጻሊ ትምህርትን ብጀርመንኛ፣ ፈረንሳይኛን ቋንቋ ጥልያንን ቀሪቡ ኣሎ። ሓደ ሓደ ኣገደስቲ ዝኾና መራኸቢታት ብጀርመንኛ:
- ዝርዝር ሓበሬታ ብዛዕባ ሙያታት: Berufe suchen
- ኣብ ሓደ ትካል ትምህርቲ ልምዲ ምምሃር ሙያ: Lehre und Lehrstellen
- ኣብ ሓደ ዩኒቨርስቲ ስዊዘርላንድ ምምሃር: Hochschulen
- ቋንቋ ዓዲ ምምሃር: Sprachkurse